ፕሮፎርማ ምልክታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ሕቶ ዕደጋ | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቀፅረ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
35718 | 1 | VIE Kit | 0906-0102 | pcs | 5 | |||
35716 | 2 | rotor Head | 22140-17010 | pcs | 1 | |||
35706 | 3 | Bracket Assy | 45280-60381 | pcs | 1 | |||
4 | switch Assy | 84450-60261 | pcs | 1 | ||||
5 | Cylinder & Key set | 69057-60371 | pcs | 1 | ||||
35927 | 6 | KM sennser | 83181-20040 | pcs | 3 | |||
7 | Drum | 42431-60250 | pcs | 4 | ||||
35936 | 8 | Tie Rod End | 45046-09281 | pcs | 2 | |||
9 | Link Assy stablizer | 48820-0k030 | pcs | 1 | ||||
36790 | 10 | Brake pad | 04465-YZZF6 | pcs | 1 | |||
36778 | 11 | Link Assy Front stablizer | 48810-0K010 | pcs | 1 | |||
36033 | 12 | Link Assy Wind shield wiper | 85150-35200 | pcs | 1 | |||
13 | Glow plag | 19850-30050 | pcs | 4 | ||||
14 | Valve Guide | 2F | pcs | 6 | ||||
15 | Brake shoe | 04495-ok070 | pcs | 1 | ||||
16 | outer Bearing | 90368-45047 | pcs | 10 |
NB-Fortoyota Vehicles&,Toyota kun
_ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ከቅመጥ ኣለዎ፤
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/5/2017ዓ/ም ክሳብ 19/5/2017 ዓ/ም 11:00
_ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 20/05/2017 ሰዓት 3:00
_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ከመፅእ ኣለዎ፤
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡