ቁፅሪ:-ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን/ 23 /2017
ዕለት:- 16/05/2017 ዓ/ም
ናይ መኪና መጋየፂ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2017 ናይ መኪና መጋየፂ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ተወዳደርቲ ነጋዶ/ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቋሒታት ድማ
✓ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዘሐደሱን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ዘርፉ መቕረባይ ሰርቲፊኬት ዘለዎምን ናይ 2017 በጀት ዓመት ዝተሓደሰን ምስ ዋጋ መምልኢ ወረቀት ብሓደ ዓሺጎም ዘቕርቡን፡፡
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ፕሮፎርማ ሽም፣ ክታምን ማሕተምን ተገይርሉ ብፖስታ ተዓሸጉ ክቀርብ ኣለዎ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 21/05/2017 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይ/ ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 04 ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኮዉን፡፡
✓ ንብረት ዘሸነፈ ኣሸናፊነቱ ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል፡፡
✓ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ፌርማ ይገበረሉ ካብዙይ ወፃኢ እንተኮይኑ ኣብ ምፅራይ ውድቂ ይግበር
✓ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ. | ዓይነት ንብረት | ስፐፊኬሽን | መለክ ዒ | በዝሒ | ናይ ዋጋ ግምት | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ||||||
1 | ሌዘር ኮምፎርት ናይ ፓራዶ | ኦርጅናል | ሴት | 01 | |||
2 | ሌዘር ኮምፎርት ናይ ሃርድ ቶፕ | ኦርጅናል | ሴት | 01 |