1 ናይ ዘመኑ 2017 ዓም ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ  ቲን ናምበር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ተመዝጋቢ ቫትን ንቫት ዲክለሪሽን ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ  ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ 2017 ዓም ከቅርብ ዝክእል እንተዘይኣቅሪቡ ድማ ብመምርሒ መሰረት ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 16/5/2017 ዓም ጀሚሩ ንፈርኒቸር ኣቅሑት ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ምዉሳድ ይክኣል

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንናይ ፈርኒቸር 30000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

5ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ብሓፈሻ ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ብማርከር ብደምቢ ብዝርአ ፅሑፍ ኮፒን ኦርጅናልን ፅሑፍ ክፃሕፈ አለዎ

6 ቤት ዕዩ ካብ ዘዉፅኦ ዕድጊት ካብ ነብስወከፍ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል

7 ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ወይድማ ምስ ዛይቫቱ ምካኑ ብግልፂ ከመላክቱ አለዎም እንተዘይኮይኑ ግም ምስ ቫት ከምዝተመለአ እዩ ዝሕሰብ

8 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ናብ ትካልና ከምዝክእክ ክክወን አለዎ

9 ሰዓራይ ትካል 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ክክዉን አለዎ

10 ናይ ጨረታ መክፈቲን መዕፀዊን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914767875 09144142 32 0914747482