ፐርፎርማ ምልክታ

ንኤሌትሪክ ኣቅሑ  መቅረብቲ

ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ተ.ቁዝርዝር ንብረትመለሊይመለክዒበዝሒዋጋ ሓደ
ብርሳን
1ዋየር ለስ ማይክብቁዕሪ
2ናይ ድምፂ ገመድብሜትሮ
3ብቻርጅ ዝስርሕ ዓብይ ባትሪብቁፅሪ
4ድቫይደርብቁፅሪ
5ፕሮጀክተርብቁፅሪ
6ዴስክ ቶፕ ኮፒተርብቁፅሪ
7ላፕቶፕብቁዕሪ
8በዓል 2.5 ኤሌትሪክ ገመድብቁፅሪ
9ኣምፖል በዓልብቁፅሪ
10ብሬከር በዓል25ብቁፅሪ
11ባውዛብቁፅሪ

➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ

➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር)ምስክር ወረቐት የቅርብ

➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የገልግል በቲ ዝቐረበ እፐስፊከሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን

➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን

➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ

➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት14-16/5/2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃ ምውሳድ ይከኣል

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 17/5/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት

0344400066