1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30/4/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/5/2017 ዓም ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም
2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሕዳር ወይድማ ታሕሳስ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
6 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ :ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ነንሕድሕዶም 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ : ንመለዋወጢ ኣቀሑት መከና ድማ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ
7 እዚ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል
8 መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 16/5/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ናይ ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
11 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238 0914735380