1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግድ ኣብ ፖስታ ዉሽጢ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድ መቅረባይነት ካርድ ቅደሕ ክተትሕዙ ግድን ይከዉን
2 ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካንኩም ዘርኢ መረዳእታ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
3 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ኮይኖም ኣብ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም
4 ኣብ ጨረታ ሰነድ ተጫረቲ ንጹር ዝኮነ ፎርማ ኣድራሻ ሕጋዊ ማሕተም ኣብ ነብሰ ወከፍ ክህልዎ አለዎ
5 ዝመለእዋ ወጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን
6 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኩኑ ኣብ ነብስ ወከፍ ማተሪያል ማለት እዉን ንብረት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ብትክክለኛ ነፀላ ዋጋ ከቅመጥ አለዎ
7 ናይ ጨረታ ዉሕስና ንናይ ኤሌክትሪክ 30000/ ሰለሳ ሽሕ ቅርሽ: ናይ ማይ ዝርገሐ ዘገልግሉ 30000/ሰላሳ ሽሕ ቅርሽ ቅድም ጨረታምክፋቱ ብስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም
8 ተጫረቲ ዘይምለስ 1000 /ሐደ ሽሕ/ ቅርሺ ንነብስወከፈ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 8/5/2017 ዓም ክሳብ 22/5/2017 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲታት ክትወስዱ ትክእል
9 ጨረታ 22/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት:: እንተዘይሀለዉ እዉን ኣብ ወሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ብስርዓት ክክፈት እዩ
10 ተጫረቲ ንዝምለወ ዋጋ ዋና ቅዳሕን ተባሀሉ ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
11 ዊዝ ሆልድ ታክስ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ግዴታ ምካኑ ምርዳእ የድሊ
10 ቤት ፅሕፈትና ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937027137 / 0933118651