ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: በዚ መሰረት

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 9/5/2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእኸል ̧ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእኸል ከም ውዕሊ የገልግል ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ተቁዓይነት ኣቅሓመፀቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ኦሞካ/ቶን/ጭረት10200 ግም /ኦሞ/
2ናይ ክዳን ሳሙናካቶን4250ግ/ም /ዲቫ/
3ኣጃክስ ሳሙናካ/ቶን3ብዪ /ረጲ/
4ፈሳሲ ሳሙናሊትር10ናይ ኢድ
5መወልመሊቁፅሪ02