ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

ን2ይ ግዘ ዝውፀምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 02/17

ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ፅዋዕ ወይ ዋንጫ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደል ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 05/05/2017 ዓ/ም ክሳብ 07/05/2017 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 07/05/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡0 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

5. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.

6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል, የገድድን

7. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኽ ምባል ተቐባልነት የብሉ

8. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊከሽን መሰረት ትኸኽለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ኮሚሽና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ