1 ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 14/5/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት መቁፅፃር ቢሮ ቁፅሪ 3ክሳብ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ወሰኪድኩም ክትጫረቱ ንዕድም
ስለኪ ቁፅሪ 0344406451