1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ዘለዎ

2 ንናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲን ኣቅሑትን : ናይ ፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ሕርሻ : ዝረገሐ ማይ ትቦታትን ኣቅሑትን መገጣጠምን

ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ፋ/ምምሕዳር ንብረትንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ን ናዉቲ ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ብር : ናይፈልሲ ጣበያ መሳርሒ ሕርሻ 3000 :ንዝርገሐ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታትን መገጣጠምን 3000 :መድሓኒት እንስሳን 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ ዕለት 16/5/2016 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:30 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 5:00 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 14 618815 / 0945103045 / 0923301233