1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናዚ ዘመን እዚ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ምካንኩም ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
3 ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ናይ ሐደ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ መረዳአታ ክተቅርቡ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ክትጫረቱ እትክእሉ
4 ጨረታ ዝወፀሉ 24/4/2017 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 8/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ይከዉን ጨረታ ልክዕ 8/5/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ሰብ ዋና ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ክክፈት እዩ
5 ዋጋ እቲ ጨረታ ብናይ ካሊአ ሰብ ተተሪኢስካብ ምቅራብን ኣይከኣልን
6 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ዝመፅእ ተወዳዳሪያ ተቀባልነት የብሉን
7 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
8 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክኣትዉ አለዎ
9 ተጫራታይ ንዝሰዓሪሮ ንብረት ዉሕስና ቴክኒክን ፅገናን ሐደ ዓመት ክህብ አለዎ
10 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይድማ ብቼክ ክትሕዝ ዝክእል
11 ስፐስፊኬሽን እቲ መራብሒ ካብ ምምሕዳረን ፋይናንስን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ምዉሳድ ይከኣል
ንዝበለፀ ሐበሬታ ድማ 0914759036 0914120699