ምልክታ ጨረታ ግዝኢት ኤሌክትሮኒክስ/ኣይሲቲ/
ንኹሉኹም ሰብ ዋና ትካል መሳርሒ ፅሕፈት ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዝርዘሩ ዓይነታት መሳርሒ ፅሕፈት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝሰዕብ መምልኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ክፊልኩም ካብ ቤት ትምህርትና ፋይናንስ ምምሕዳርን ብምውሳድ መሊእኹም ክሳብ እዚ ኣብ ታሐቲ ዝተገለፀ ዕለትን ስዓት ክተእትው እናፀዋዕና እዞም ዝሰዕቡረቃሕታት ክተማልኡ ንሕብር
ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቐላላ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፓወር ኬብል | ቑፅሪ | 10 | |||
2 | ዳታ ኬብል ዴስክ ቶፕ | ቑፅሪ | 10 | |||
3 | ድቫይደር | ቑፅሪ | 10 | |||
4 | ፍሳሽ ኤልጂ 128 ድቪ | ቑፅሪ | 15 | |||
5 | ማሽን ፎቶኮፒ ካኖን 2024 | ቑፅሪ | 1 | |||
6 | ኤችፒ ሌዘር ጀት ፒኣሮኦ400 | ቑፅሪ | 1 |
1. ኮፒ መፍለይ ቁፅሪ ነጋዳይ
2. ኮፒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ
3. መኽበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 10.000/ብር ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ
4. ዋጋ ዝምላእ ብዝተቐመጠ መዐቀኒ ኢዩ
5. ዋጋ እንትምላእ ቫት ሓዊሱ ኢዩ
6. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ ተራንስፖርት የቕርብ
7. ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ኣታዊ እተዘይገይሩ ውዕሊ ከምዘፈረሰ ተቖፂሩ ንመኸበሪ ጨረተ ካብ ዘትሓዞ ገንዘብ 30% ተቐናሲ ተገይሩ ይምለሰሉ
6. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 17/04/2017ዓ/ም ዝውድአሉ ዕለት 24/04/2017ዓ/ም ስዓት 6፡30 ተዓፅዩ ልከዕ ስ ዓት 8፡00 ይኸፈት
7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ አይግደድን
8. ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ ምፅሓፍ ግድን ይኸውን
ወረዳ ________________ ጣብያ ________________ ቀጠና ________________ ሰልኪ ________________
9. ማህተም ትካል ዝየብሉ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን
10. ግዝያዊ ኣድራሻ ዓይደር ሓፈሻዊ 2ይ ብረኪ ቢት ትምህርቲ