ምልክታ ፕሮፎርማ - 2017 ዓ.ም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ መኪና ታፒሰሪ ኣብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ተ.ቁዝርዝር መግለፂስፐስፊኬሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋ.
ብርብር
1ናይ መኪና ታርሰሪ ምስራሕ ሃርድቶፕ HZ ማርክ 2ሙሉእ ናይ ወንበር ጨርቂ
ናይ መሬት ምንፃፍ ብኦርጅናል
ሴት2
2ናይ መኪና ታፒሰሪ ምስራሕ 80 ሞዴል ኮብራሙሉእ ናይ ወንበር ጨርቂ
ናይ መሬት ምንፃፍ
- ታፒሰሪ ናይ 6ተ በሪ
ብኦርጅናል
ሴት1
3ናይ መኪና ታፒሰሪ JAC T8-ናይ መሬት ምንፃፍ ብኦርጅናልሴት1

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

• በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፡ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 16/4/2017 ጀሚርኩም ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 20/4/2017 ስዓት 4፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡

• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣

• ብፕሮፎርማ ኣብ ዝፍፀም ዕደጋ ኣብ መንጎ መቕረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከየድለየ መቕረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ

መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ዘርክብ፡፡ ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡