ምልክታ ፕሮፎርማ - 2017 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ መኪና ዲኮር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፐስፊኬሽን | በዝሒ | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳ | |||||
1 | ኮምፎርት ወልፊት | ኦርጅናል | ሴት | 2 | ||||
2 | ሙቐት መከላኸሊ | ዳብል ፌስ | ሴት | 2 | ||||
3 | ናይ መሬት መረጋገፂ | 3D | ሴት | 2 | ||||
4 | መሪ ከቨር | ሌዘር | ቁፅሪ | 2 | ||||
5 | ዳሽቦርድ ቅብአት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 4 | ||||
6 | ንፋስ መከላኸሊ | ናይ ጅሊ | ሴት | 1 | ||||
7 | ተቐማጢ ሽቶ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 1 | ||||
8 | ተነፋሒ ሽቶ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 1 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
• በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኽአሉ፡፡
• ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
• ተጫረቲ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1” ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 16/4/2017 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 20/4/2017 ስዓት 4፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡30 ይኸፈት፡፡
• እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይኸውን፣
• ብፕሮፎርማ ኣብ ዝፍፀም ዕደጋ ኣብ መንጎ መቕረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከየድለየ መቕረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ
መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 ስራሕ መዓልቲ እቲ ንብረት ዘርክብ፡፡ ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡