- ብናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ናይ 2017 ዓም ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ብመቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልእዉን ንፁር ዝኮነ ብቅድሚትን ብድሕሪትን ንሕድሕድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
- ናይ ሕዳር ወርሒ ሪፖርት ዲክልር ዝተገበረሉ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክኣል
- ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ንብረት 10000 ቅርሺ ብጥረ ገዘነብ ወይ ድማ ብስፒኦ ካበ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ቅድም ጨረታ ምካፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- ነቲ ሰፒኦ ኣብ ዋና ወይድማ ኣብ ኦርጅናል ክዕሸግ አለዎ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ጨረታ ሳንዱቅ ሰዓት 7/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
- ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢን መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከቅርብ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነብሰወከፍ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ዉድቂ ይከዉን ከምእዉን ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክህልዎ አለዎ
- ንተወሳኪ ሐበሬታ 0995111958
- ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣተዊ ዝገብር