ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ንኣብ ውሽጢ ፖሊስ ቤት ፅሐፈት ንዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ደረቕ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
➢ ዓይነት ጨረታ
ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ ኣቀ/ጨ/መ/ ቁፅሪ 001-----ናይ ደረቕ ባኒ
በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ እተማልእዎ ሮቑሓ፡
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ቫት ተመዝገብትን ናይ መወዳእታ ወርሒ ሻት ሪፖርት ፣መፍለይ ቑዕሪ/T1/፣ኣብ ዝርዝር መቕረብቲ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ /መቅረባይነት/ከቅርቡ ዝክእሉ
2. መኸበሪ ጨረታ
➢ ብር 20,000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ C.P.O ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
3. ዋጋ ሰነድ ጨረታ፡
ዘይምለስ ብር 200.00/ክልተ ምኢት ብር/ ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቑፅሪ 14 ካብ ዕለት 07/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/04/2017 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ መዓልቲ መፂኹም ምግዛእን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታው ትክእሉ፣
4. ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኸፈተሉን ዕለት፡-
4.1. ዕለት 24/04/2017 ዓ.ም ስዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ተረኸብሉ ልዕል ኢሉ ኣብ ዝተቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት፣
5. ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል 20,000 ብር መኸበሪ ውዕሊ የትሕዝ ፣
6. ስዓራ ንዘበነፎም ንብረት ብተ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት
ታዊ ይገብር፣
7. መብራህቲ ኣብ ዝጠፍኣሉ ግዜ ናይ ባዕሉ መማረፂ ተጠቂሙ ዘይቋረፅ ግልጋሎት ክህብ ዝኸእል
8. ቢሮና ዝሓሸ ☞ ማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ፣
9. ንዝበለፀ ሓበሬታ፡- ኣብ ክፍለ ከተማ ቀዳይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከባቢ ጅቡሩኽ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ
10. እዩ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091104089 /0937023598 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል