1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ከምእዉን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ነጋዳይ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ዋናን ሰነድ ጨረታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረዳአታ ንእዋኑ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ቅዳሕን ዋናን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 3/4/2017 ዓም ክሳብ 18/4/2017 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:30 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረሳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ምዉሳድ ከምትክእሉ

5 ሳንዱቅ ጨረታ 18/4/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:45 ተዓሺጉ 19/4/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረሳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 15000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ክዝእል

7 ሳንዱቅ ጨረታ አብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረሳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ዝርክብ ኮይኑ እዚ ምልካታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ጀሚሩ ምዉሳድ ትክእሉ

8 እቲ ዝምላእ ወጋ ስርዝ ድልዝ እንትሃልዎ ፊርማ በዓል ዋና ክዓርፎ ይግባእ

9 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመለእዎ ዋጋ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

10 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተዘይሕዊሱሉ ክምዝሐወሰሉ ተገሩ ይዉሰድ

11 ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ማህተምን ፊርማን ክግብረሉ አለዎ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0963533573 0962322284