ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን ኸ ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

5. ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ፡፡

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡

7. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/03/2017 ክሳብ ዕለት 14/04/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1Regulator Subassy LH69802-60020Pcs1
2Regulator Subassy RH69801-60020pcs1
3Regulator Subassy LH69804-60020pcs1
4Regulator Subassy RH69803-60020pcs1
5Properel Shaft Assy With C BearingModel FSR33 HLX 165105Set01
6Speedo Meter Assy83220-35240Pes0131(1661)