ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ጅምላ ዋጋ
ብር
1ዝተፋላለየ ሳይዝ ዘለዎ ማለት ካብ ዓብዪ ክሳብ ኣናእሽተይ ዘሎ ባህርዛፍን ከምኡ ድማ ዓዉሕንጠቕላላ ብጅምላ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብጅምላ ኮይኑ ኣብቲ ናይ ዋጋ መምልኢ መሊኦም ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ ምስመልኡ ምስ መንነቶም ዝገልፅ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ፖስታ ስልኪ ቁፅሪ ብምፅሓፍ ብፖስታ ዓሺጎም ከቕርቡ ኣለዎም

3/ ተጫረቲ እቲ ዝረትዎ ኣትክልቲ/ኣእዋም/ ኣብ ዒላላ ከባቢ መደብር ዝርከብ ኣብናይ ቤትህንፀት መቸለ ዝርከብ ናይ ሕርሻ ልምዓት ወሰናወሰን ገረብ ዝርከብ ብኣካል ከይዶም ብምርኣይ ናይ መቑረፅን መዓዓዝን ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ዝሽፈን ምዃኑ ተረዲኦም ናይ ጠቕላላ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2017ዓ/ም ክሳብ 01/04/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ካብ ቤትህንፀት መተለ ክወስዱ ይኽእሉ እዮም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሳዓት 4፡00 ይኽፈት

5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ሒሳብ ኣታዊ ምስ ገበረ ንብረቱ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ቆሪፁ ከልዕል ኣለዎ

6/ መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ፡ እዚ ረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል