ግልፂ ጨረታ ዕድጊት ጫማ
ተ.ቁ | ዓይነት | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ጫማ ደቂ ተባዕትዮ | ፅምዲ | 23 | ብሳምፕል መሰረት | ||
2 | ጫማ ደቂ ተባዕትዮ | ፅምዲ | 01 | ብሳምፕል መሰረት ንጉዱኣት | ||
3 | ጫማ ደቂ ኣንስትዮ | ፅምዲ | 13 | ብሳምፕል መሰረት | ||
4 | ጫማ ደቂ ኣንስትዮ | ፅምዲ | 3 | ብሳምፕል መሰረት | ||
5 | ሴፍቲ ጫማ | ፅምዲ | 02 | ብሳምፕል መሰረት |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2016/17 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2. ናይ ግብሪ ኸሩሲ መስስዩ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ብ ብር ኾይኑ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ ከምዝኾነ ርዱ አ ይገበር
5. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት ቸክ (ሲፒኦ) ብር 5,OOO ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝኽእል
6. ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
7. ሰዓራይ አዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሱ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ በቲ አነቅርቦ ሳምፕል መሰረት ፅረት ዘለዎ ጫማ ናብ ትካልና ንብረት ከፍሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ
8. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሲ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትሉ ናብ ትካልና ኣታዊ ይግበር
9 እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 23/3/2017 - 03/4/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወደ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 5:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤
10. አቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱአ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂኣኻ ምሕታት
ይከኣል፡ቁፅሪ ቴሌፎን-0344404253