ፕሮፎርማ
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝኸረ- ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ስለዚናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈሉክም ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ፣ቲን ናምበር ዘለኩምን፣ ነዚ ሲዒቡ ሰደቓ ፅንዓት ዕደጋ ክትመልኡልና ንሓትት::
ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ እዋን 18/03/2017 ዓ/ም ስዓት 3፡00 ይኸውን
አድራሻ 0914018709
ጥቓ ገዛና ሪልስቴት
| ሪጋ | ዓይነት አቅሓ | ዓይነት | መዕቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | እስክርቢቶ ሰመያዊ | Link of fix Orgenal | ብባኮ | |||
| 2 | እስክርቢቶ ቀይሕ | Link of fix orgenal | ብባኮ | |||
| 3 | ልሙፅ ወረቀት | Copy-A | ብደስጣ | |||
| 4 | እስቴፕሌስ ሽቦ | (Greathall STAPIES | ብባኮ | |||
| 5 | ፋስትነር | ATLAS | ብባኮ | |||
| 6 | ደፍተር 50 ሉሕ ባዓል መስመር | ሲነር ላይን መሸፈኒ ዘይብሉ | ብደርዝን | |||
መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን