ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዒላላ ዝርከብ ዝተፈላለየ ሳይዝ ዘለዎ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ታ. | ዓይነት ንብረት | መለክዒ | ናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ጅምላ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||
1 | ዝተፋላለየ ሳይዝ ዘለዎ ማለት ካብ ዓብዪ ክሳብ ኣናእሽተይ ዘሎ ባህርዛፍን ከምኡ ድማ ዓዉሕን | ጠቕላላ ብጅምላ |
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ጠቕላላ ባህርዛፍን ዓዉሕን ብጅምላ ኮይኑ ኣብቲ ናይ ዋጋ መምልኢ መሊኦም ከቕርቡ ኣለዎም
2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ ምስመልኡ ምስ መንነቶም ዝገልፅ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ፖስታ ስልኪ ቁፅሪ ብምፅሓፍ ብፖስታ ዓሺጎም ከቕርቡ ኣለዎም
3/ ተጫረቲ እቲ ዝረትዎ ኣትክልቲ/ኣእዋም/ ኣብ ዒላላ ከባቢ መደብር ዝርከብ ኣብናይ ቤትህንፀት መቐለ ዝርከብ ናይ ሕርሻ ልምዓት ወሰናወሰን ገረብ ዝርከብ ብኣካል ከይዶም ብምርኣይ ናይ መቑረፅን መጋዓዓዝን ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ዝሽፈን ምዃኑ ተረዲኦም ናይ ጠቕላላ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም
4/ ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 16/03/2017ዓ/ም ክሳብ 23/03/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ካብ ቤትህንፀት መቀለ ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ንሱ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት
5/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ሒሳብ ኣታዊ ምስ ገበረ ንብረቱ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ወርሒ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ቆሪፁ ከልዕል ኣለዎ
5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል
ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419/0914120805 ምሕታት ይከኣል