1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳአታ ከምእዉን

3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ምዝገባ ምስክር ወረቀት ተወሰክቲ እሴት ታክስ ክተቅርቡ ከቅርብ ዝክእል ናይ ሕሉፍ ሰለሰተ ወርሒ ዲክለር ዝገበሉ መረደእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ሕድሕድ ሎት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ፖስታ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ደጋፋ ከይዲ ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 42 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዕለት 10 ሕዳር 2017 ዓም ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ እንትከዉን ዕለት 24/3/2017 ዓም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ዝርዝር መሰረት መወዳደሪ ትክክለኛ ከቅርብ ዝክእል

9 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ከገበር ዝክእል

10 ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን በዓል እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

11 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ንሎት ሐደ አገልግሎት መኪና ኪራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ን60 ግልጋሎት ይህብ ንሎት ክልተ ድማ ናይ ባንር ሕትመት ግልጋሎት 20000 ቅርሺ መከበሪ ዉዕሊ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታተ ዘይተመስረተ ዉሕስና ብምቅራብ ክሳብ በጀት ዓመት ሰነ 30 2017 ዓም ዉዕሊ ከኣስረ ይግባእ

12 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ሰቶር ቢ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ኩሎም ጨረታና ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 መምርሒ ቁፅሪ 04/2007 ተፈፃሚ

ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715