Â
 | ዓይነት ኣቅሓ | መለክዒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ሞባይል ቆፎ | ቁፅሪ | 190 | Â |
2 | ሰዓት | ቁፅሪ | 2022 | ሳምፕል ክሕሉ ይግባእ |
3 | ደፍተር በዓል 50 ሉሕ | ቁፅሪ | 24672 | Â |
4 | እርሳስ ቀደማይ ደረጃ | ቁፅሪ | 6564 | Â |
5 | እስክርቢቶ ሰመያዊ | ፓኬት | 320 | Â |
6 | እስክርቢቶ ቀይሕ | ፓኬት | 1 | Â |
7 | ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፃኢ | ፓድ | 60 | Â |
8 | ቾክ /ኣብ ጫፉ በሊሕ ዝኾነ/ | ፓኬት | 180 | Â |
9 | ማርከር ኣርት ላይን 90 | ፓኬት | 60 | Â |
10 | ፕላስተር /ስኮች ቴፕ/ዓብይ | ቁፅሪ | 60 | Â |
11 | ማስታወሻ ደፍተር ንእሽተይ | ቁፅሪ | 60 | Â |
Â
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
Â
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንኤሌክትሮኒክስ 50 (ሓምሳ ብር) ንፅሕፈት መሳርሒ 30 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400Â ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 20 ሚየዝያ/2008 ዓ/ም ክሳብ Â 5 ጉንበት /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ ጉንበት 5 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30Â ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344Â 40Â 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;
Â
Â
Â