ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት 20 ዲስክ ቶፕ ኮሞፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩይዕድም።

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ወይ IOT ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ መስከረም ወርሒ 2017 ዓ/ም ዲክላራስዮንን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2017 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ክቅርብ ዝክእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) 50000(ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡

➢ ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 5መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ እቲ ንብረት ውሽጢ 2 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑይሕብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከም ተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር100.0 ( ሚእቲ ቅርሺ ጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚና ቢሮ ቑፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ ስዓት 8፡00 ክሳብ 10፡00 ምውሳድ ይከኣል::

➢ ቤት/ት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ጨረታ ዕለት 09/03/2017 ዓ.ም ክሳብ 19/03/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓፅዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ኣዳራሽ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።

N.B ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0945462700/0914763004 ደዊሎም ምሕታት ይከአል እዮ።