1 ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮኑ ናይ ዘመን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቅዳሕ ዘቅርብ
2 ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም ቅዳሕ ዘቅርብ
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ወርሓዊ ድክልሬሽን ክሳብ ናይ ወርሒ ምስከረም 2017 ዓም ፀብፃብ ዝገብረሉ ቅዳሕ ዘቅርብ
4 ናይ መቅረይነት ምስክር ወረቀት ዝተሐደሰ ቅዳሕ ዘቅርብ
5 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስን ንፅሕፈት መሳርሒን ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 3000 ብር ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል :
6 ንፅሬት መሳርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ይመዝገብ ኣይመዝገቡ ክወዳደሩ ይክእሉ
7 ንፅሬት መሳርሒ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ 500 ብር ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅና የቅርቡ
9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህለዎ የብሉን
10 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 25/2/2017 ዓም ክሳብ 4/3/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ኣርያ ካሕሱ ጥዕና ኮሌጅ ብሎክ ሐደ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 30 ብር እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ
11 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/3/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፀዩ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 4/3/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት
12 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ተኣሳሲሩ ንዝዋሃብ መመርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባራዊ ክገብሩ ዝክእሉ
13 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ክስብ 20 መእታዊ ምውሳክን ምቅናስን ከምዝህልዉ ክነረጋግፅ ንፈቱ
14 ጫረታና ሕጋዊያን ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
15 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914743683 0914189509