ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቐፅሪ /TIN/

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ / VAT / ዝተመዝገብኩም መዃንኩም

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን

6 ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 15/08/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ኣትሒዞም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉÂ

9 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ

  • ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዕለት 29/08/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
  • ናይ ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) ዕለት 01/09/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት
  • ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቑሑት ዕለት 02/09/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይ መኪና ኣቁሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብር 3,000 (ሰለስተ ሽሕ ብር ) ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) ብር 5,000 (ሓሙሽተሽሕ ብር ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦÂ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 0344418515 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ወይÂ ታደሰ ሓጎስ ህንፃ ፊትለፊትÂ