ምልክታ ጨረታ

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፤ መኪናን ሰፔር ፓርት ፤ ኮምፒተር ተንከፍን ተዛመድትን ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ተጫረቲ፤

1. ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ኣብ ዘለኩምን ኣብዚ ባጀት ዓመት ዘሓደሰኩም ወይ ድማ ግብሪ ዝክፈልኩም።

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድዘለኩምን ፤ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም፤ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለኩም፤ ናይ ወርሓዊ ዲክላሬሸን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ መሰከረም 2017 ዓ/ም መረዳእታ እትኽእሉ ንሓደ ዶክሜት ዘይምለሰ ብር 100 / ሚኢቲ ብር / ብምኽፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን_ብምውሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 12/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/02/ 2017 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒኡን በበይኑ ብዝተዓሸገ ኢነቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

3. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/02/2017ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ድማ ተጫረቲወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት ተዘይሃለውን ኣብ ውሽጢ ሳንድቕ ዝተረከበ ፖሰታ ብሰርዓት ይክፈትን ይግምገምን ።

4. ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ንሕድ ሕድ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ብር / ብCPO ከትሕዙ ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ – መኽበሪ ከትሕዙ ኣለዎም።

5. ተጫረቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ - ጨረታሰነድ ማህተምን ፈርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልይዎን ሰርዝ ድልዝ እንተኾይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎን።

6. ተጫረቲ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሩ ይኩን ዘይሰዓሩ ተወዳዳርቲን ኣብ 3+ መዓልቲ _ ውሽጢ ብፅሑፍ ምሰ ቀረበልኩም ቅሬታ እንተዘይቀሪብኩም ብድሕሪኡ ንዝመፅእ ዝኮነ ይኩን ቅሬታ ዘይንቅበል ምዃና ንሕብር።

7. ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ውዕሊ እንተዘይኣሲሩ ዝትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግሰቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

8. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን/ም/ ፋይናንሰ ወረዳ 2* ኣውላዕሎ ክርክብ ይግባእ።

10. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበረታ

ሰ/ቁ ሞባይል 0932326414 / 0914697354 /