ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ሞተራት ኣቁሕት አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ
| ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብሪሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 01 | ሌጉሌተር ኤሌክትሪክ | 1ይ ደረጃ ናይ VS | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 02 | ባትሪ | 1ይ ደረጃ ናይ TVS | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 03 | ካንድላ | 1ይ ደረጃ ናይ ፐVS | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 4 | የማነ ፀጋምን ኮፎን | 1ይ ደረጃ ናይ TS | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 5 | ሪንግ STD 175 C.C | ኦርጅናል ናይ YAMAHA | Set | 02 | ||
| 6 | ፒስቶን 175 CC | ኦርጅናል ናይ YAMAHA | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 7 | መጋዝ ድሕሪት | ኦርጅናል ናይ YAMAHA | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 8 | ቁልፊ ኳድሮ | ኦርጅናል ናይ YAMAHA | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 9 | ካንዴላ | ኦርጅናል ናይ YAMAHA | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | መጋዝ ቅድሚት | ኦርጅናል ናይ ሃል ዘል | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 11 | ፍሬን ኬብል | 175 C.C YAMAHA | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 12 | መኸደን ታንከር | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 13 | ፈሬቻ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 04 | ||
| 14 | ስፖኬ የማንን ፀጋምን | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 15 | ኣቻራተር ኬብል | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 16 | ቆቢዕ ካንዴላ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 17 | ካንዴላ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 18 | ባትሪ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 19 | መፍትሒ /ቁልፉ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 20 | ፍሬን ፔዳል ሌቨር | ኦርጅናል ናይ RTR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 21 | መፍትሕ ኳድር | ኦርጅናል ናይ RTR | ብቁፅሪ | 02 | ||
| 22 | ባትሪ | ኦርጅናል ናይ RTR | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 23 | መኸደን ታንከር | ኦርጅናል ናይ RIR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 24 | መጋዝ ናይ ቅድሚት ከቨር ኮፎን/ | ኦርጅናል ናይ RTR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 25 | ፀጋማይ ቦዲ ከቨር | ኦርጅናል ናይ RIR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 26 | መጋዝ ናይ ድሕሪት | ኦርጅናል ናይ RIR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 27 | ፍራን ፓድ ድሕሪት | ኦርጅናል ናይ RIR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 28 | ካንዴላ | ኦርጅናል ናይ RIR | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 29 | ባትሪ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 30 | ቁልፊ (ኳድሮ/ | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 31 | መኸደን ታንከር | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 32 | ፍርስዮን ኬብል | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 33 | ፍሬን ሽራ ድሕሪት | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 34 | ስፖኬ የማንን ፀጋምን | ኦርጅናል ናይ ሂሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 35 | መጋዝ ድሕሪት | ኦርጅናል ናይ ሮ | ብቁፅሪ | 01 |
✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ፡፡
✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፣
➢ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፣
➢ ናይ ጨረታ ስነድ ብናይ ባዕሎም ዝመልኡ
➢ ስነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/02/2017 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2017ዓ/ም ስዓት 5:00 ቅ/ስዓት ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራት መቐለ
➢ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ካክረብ ዝክእል
✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥየቕ ምዃኑ፤
✓ እቲ ጨረታ ብሙልእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተወለወ እዩ
✓ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡