ፕሮፎርማ ምልክታ

መቐለ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ ምድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ንምዕደግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ሰደቃ ተዘርዚሮም ዘለዎ ኣቅሑት ብምርኣይ ሕጋውያን ነጋደ ንክትወዳደሩ ይዕደም ።

ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎ ዝግባእ ተወዳደርቲ

1. ናይዚ ዘመኑ ማለትም ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተመዝገቡ ምኾኖም መረዳእታ ፎቶኮፒ ከቅርቡ ዝኸእሉ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 4/2/2017ዓ/ም ምውሳድ ዝካኣል ኾይኑ ዕለት 7/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 03:00 ተዓፅዩ ዕለት 7/2/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ ይኽፈት

3. ተወዳደርቲ ዘሸንፍዎ ኣቁሑት ስዓርቲ ካብ ዝኾኑሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲታት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ።

4. ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ኣቁሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅሪቦም ኣብ ስራሕቲ ቤት መድሓኒት ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምረሒ ዕደጋ ተሓታቲ ይኸውን :

5. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተወዳደርትን ቤት መድሓኒትናን ከም ውዕሊ ከይነ የገልፃል ።

6. ኣብ እተመልእዎ ሰነዳት ፖስታን ናይ ትካልኹም ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ።

7. ቤት መድሓኒትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

መምርሒ: ዘዳለናዮ ፕሮፎርማ(ናይ ቤት መድሓኒትና ዋጋ መምልኢ)ወፃኢ ኣብ ናይ ባዕልኻ ዋጋ መምልኢ ፕሮፎርማ ዋጋ ምምላእ ኣይፍቀድን። 09-14-76-88-16 ወይ 09-14-74-72-49 ይደውሉ፡፡