ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ

ግልፂ ናይ ኦዲት ስራሕ ጨረታ


ትካልና ማሕበር ኣክሲዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 01/2015 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም: ኣክሲዮን ማሕበር ኦዲት ንምግባር ሕጋዊ ኣፍልጦ ዘለኩም፧ ናይ 2017 ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደስኩም: TOT ን VAT ን ተመዝገብቲ ዝዀንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብ 07 ቀበሌ ከባቢ ሰዉሒ ንጉስ ጥቓ ደም ባንኪ መቐለ ካብ ዝረከብ ትካልና ማሕበር ኣኸሲዮን ፋርማሲዩቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ፋይናንስ ክፍሊ ኣብ ስራሕ ሰዓት እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ 9 መዓልቲታት እንዳመፃኹም IOB ን ናይ ጨረታ ሰነድን ወሲድኩም መሊእኹም ብምምፃእ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ይዕድም::


ንተወሳኺ ሓበርታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0948424242/096223199 ደዊሎም/ለን ይሕተቱታ ምስ ሰላምታ