ደም ባንኪ መቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ዘገልገሉ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ፣ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ

ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/01/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/01/2017 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:30 ምቅራብ ትክእሉ፡ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 15/01/2017ዓ.ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ዕለት 15/01/2016 ዓ.ም ሰዓት 05:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፡፡

3. ናይቲ ዝርዝር ዋጋ መቕረቢን 2 ገፅ ዝሓዘ ኣብ ቢሮ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

4. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ኣብ ውሽጢ ሽውዓተ ተከታተልቲ መዓልቲ ንብረቶም ክወስዱ ዝኽእል፡፡

6. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ፕሮፈርማ ምስተኸፈተ 7 /ሸዉዓተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

8. ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣይግደድን::

9. እቲ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 04/2007 ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ