ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ

1 በዚ መሰረት ንድርጅት ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 32 ፕሎት : ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታት 66 ፕሎት  :ንፍሉይ ቦታ ዝዉዕሉ በዝሒ 8 ፕሎት ብጠቅላላ ድምር 106 በዝሒ ዘለዎ በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋገወሐ ዕለት ጀሚሩ ካብ 13/1/2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዘለዎ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉሽጢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ  መሬት ምምሕዳር ከዳስተር ከይዲ ስራሕ አጣቃቀማ መሬት ምሕደራ ከተማ ሸራሮ  እናመፃእም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሰንድቅ ጨረታ አድላይ ዘበለ ደኩሜንት ማለት ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈትዉ