ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ቁፅሪ ጨረታ-01 /2017 

ዕለት 06/01/2017ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ ግልጋሎት ተሽከርከርቲ (ትራንስፖርት)

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2017 ዓ/ም ዘበነ ትም/ቲ ንቤት ትምህርትና ተምሃሮ ግልጋሎተ ትራንስፖርት (ስሰርቪስ)ዝህባ ተሽከርከርቲ (ኣውቶቡስ፥ኮስታር፥ሚኒባስ) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ እዚ ግልጋሎት ዝህባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ንምሃብ ድሌት ዘለኩም ዝስዕቡ ረቓሒታት አተማልኡ ነጋዶ( ሰብ መኪና) ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም።

O ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ናይ ባዕሉ ሊብረን ቲን ቁፅሪ ዘለዎም።

O ዓመታዊ ምርመራ መኪና ዝገበረ።

O ሳልሳይ ወገን ኢንሹራንስ ዘማለአ።

O ደሕንነት ቀበቶ( sety belt) ዘለዎን ቅድሚያ ንህብ።

O ዶኩመንት ጨረታ ብር 100.00 ብር ብምኽፋል ካብ ተሓዚት ገንዘብ ቤት ትምህርትና ምዕዳግ ይክኣል

O መክበሪ ጨረታ ብር 2500.00 ብር የትሕዝ ዝክእል ይቐርብ

O ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 06/01/2017ዓ/ም ክሳብ 11/01/2017ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00

O ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 11/01/2017ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት፡፡(11/01/2017 ት 3:30)

O መጠን ናይ ምፅዓን ዓቕመን ብዙሕ ዝኾነ ቅድሚያ ንህብ።

መብርሂ:-ትካልና ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትው ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማዕ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 01 38