ምልክታ 2ይ ግዜ
ፕሮፎርማ ፅገና ናውቲ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም
➢ ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
➢ መፍለዪ ቐፅሪ ከፈሊ ግብሪ (in Nurber) ዘለዎን ብመቅረባይነት ዝተመዝበ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎ
➢ ሰዓራይ ቅድሚ ምስዓሩ መክበሪ ውዕሊ ውሕስና ካብ ዘቅርቦ ጠቅላላ ዎጋ ዓሰርተ ሚኢታዊ(10%) ብጥረ ገንዘብ ወይካዓ cp0 ከትሕዝ ዝክእል
➢ ሳዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መፅዩ ክሰርሕ (ክፅግን) ፍቃደኛ ዝኮነ (ት)
➢ ዝፅገን ንብረት ካብቲ ዝቐረበ 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ይክእል ዝፅገን ንብረት ኣብ ውሽጢ 20መዓልቲ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል
➢ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ 28/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:15 ይክፈት
➢ ዝፅገን ንብረት ቤት ትምህርቲ ዝደልዮ መፂካ ብምርኣይ ኮይኑ በቲ ዝወፀ መርኣያ መሰረት ክፍፅም ዝክእል
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኢዩ
➢ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914765469/0714765469/0945797986
ሪጋ/ቑ | ሽም ዝፅገን ንብረት | መለከዒ | በዝሒ | ዘድሊ ፅገና | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳነ | ||||||
1 | ወንበር ተምሃራይ | ቑፅሪ | 300 | ጠውላ ምግጣም | |||
2 | ጠረጰዛ | ቑፅሪ | 100 | ላዕለዋይ ጠውላ ምግጣም | |||
3 | ፋይል ካብኔት | ቑፅሪ | 03 | ምፅጋን | |||
4 | ዴስክ | ቑፅሪ | 80 | ቀለም/ስፖናቶ |