ምልክታ ፕሮፎርማ

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ኤለክትሪክ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ተ.ቁዝርዘር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒሐደ ዋጋጠቅ/ዋጋ
ብርብር
1ተለጣፊ ኣምፑልLEDብቁፅሪ03
2ኖርማል ኣምፑል 12 ዋትLEDብቁፅሪ16
3ሓፋቂ ኣምፑልብቁፅሪ04
4ብሬከር25ሲብቁፅሪ05
53 ፌስ ብሬከር(m65-c50)ብቁፅሪ03
6ናይ ኤለክትሪክ ገመድ RABLE2.5ጥቅላል04
7

ዲቫይደር 

ቀዳማይ ደረጃብቁፅሪ06

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሕታት

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነት ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

2. እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 10/12/16 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 13/12/16 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 13/02/2016 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓት ይክፈት፡፡

3. ተወዳደርቲ ትካላት ሰዓራይ ኮይኖም እንተተረኺቦም ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ኣብ ኣብ ዝሓፀረ መዓልቲ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

5. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ 7 /ሸዉዓተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

6. ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን::

7.እቲ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 04/2007 ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ