ሆስፒታል መቐለ

ዕለት 08/12/2016 

ቑፅሪ 3079/ዐጨ-16/2016

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት ፡ ፅሬት፣ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ መኪና፣ ሕትመት ዕንፀይትን ደንቢ ክዳንን ከምኡ ውን ዝተፈላለዩ ኣፋውስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝ ስለዝደለየ ኣብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒ መዐቀኒ ንዝተማልኡ መቕረብቲ ንክትጫረቱ ይዕድም።

1. ተጣሪቲ በቢትጫረትዎ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ፡ ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኖምን ወርሓዊ ቫት ዲክሊረሽን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል።

2. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልቲ ኾይኑ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ ካብ 06/12/2016 ጀሚሩ ክሳብ 20/12/2016 ዝፀምሕ ኾይኑ ሰነድ ጨረታ ብብር 50.00/ሓምሳ/ ካብ ፋይናንስ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 305 ኣብ ስርሕ

ሰዓት ብምግዛእ ምውሳድ ይከኣል።

3. ተጫረቲ ብናይ ትካልና ዝቐረበ መመልኢ ዋጋ ቅጥዒ ብምምላእ ንመኸበሪ ውሕስና ጨረታ ንመድሓኒት ብር 20,000.00/ስራ ሽሕ/ ንካልኦት ብር 10,000.00/ ዓስርተ ሽሕ /ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ኣብ ዝቐርብ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብዘይካ ጥረ ገንዘብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ጨረታ ብሓባር ተዓሸጉ ዝቐርብ ኮይኑ ካብዚ ወፃኡ ሒዙ ዝቀርብ ተቐባልነት የብሉን፤

4. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታል ዘቕርብ።

5. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ብምዕራፍ ኦረጅናልን ኮፒን ብዝተፈላለየ ፖስታ ተአሺጉ ክቐርብ ይግባእ።

6. ሰነድ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ተረከቡ ኣይተረኸቡ ዕለት 20/12/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 9፡00 ይኸፈት።

7. ኣብ ዕንጨይቲ ተጫረቲ ቫት ኣይሓውንስን።

8. ሆስፒታልና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።