ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቐሑት /ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 08/12/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/12/2016 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 200/ ክልተ ሚኢቲ/ ብምክፋል ዝተዳለየ ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ስለዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምም/ርን እናመፃእኹም ብምውሳድ ንክትጫረቱ እናዓደምና

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዲክለር 2016 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ መቅረባይነት ን2016 ዝተሓደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5. መክበሪ ጨረታ ንቢሮ ኣቐሑት /ፈርኒቸር ብር 2000፣ ንኤሌክትሮኒክስ ብር 2000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፖኦ ከትሕዝ ዝኽእል::

6. ጨረታ ሰዓራይ 10% ቅድሚ ውዕሊ ምእሳሩ መክበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ዝክእል።

7. ካብ ናይ መረከቢ መዓልቲ ዘሕለፈ መሸነፋይ በቢ መዓልቱ 1/1000 ብር ዝቅፃዕ ምካኑ

8. ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምጭብርባር ዝፈተነ ተወዳደሪ ብሕጊ ተሓታቲ ከም ዝከውን

9. ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ዘይኮነ ብፅሑፍ ምሕታት ከም ዝከኣል

10. እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎን ናይ ተጫራታይ ማህተምን ፌርማን

እንተዘይዓሪፍሉ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

11. ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ኣብ ክልተ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎ

12. እዚ ዋጋ ን15' መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ ምኳኑ

13. ንፈርኒቸርን ኣሌክቶኒክስን ብዝወፆ እስፔስፊኬሽን መሰረት ብበዓል ሞያ ተረጋጊፁ ዝኣቱ እንትከውን ብተወሳኪ ድማ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ናይ 6 ̊ ወርሒ ውሕስና ዝህብ ምኳኑ

14. ተጫረታይ እቲ ንብረት መጋዓዝያ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ስለዋ ከቅርብ ዝክእል

15. ኣብ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20% ምውሳኮ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

16. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሳንድቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 34 ምሸዓት 3:3p_ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ

ሰዓት 4፡0_ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

17 ናይ ቢሮ ኣቑሑት /ፈርኒቸር ጨረታ ሳንድቅ ዝዕፀወሉ ዕለት2/2/20/ ዓ/ም ሰዓት 31 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3፡30 _ተጫረቶም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፣

18. ጨረታና ዝኣተወ ሰነድ በዓል ዋና ይሃሊ ኣይሃሊ ናይ ምኸፋት መሰል ኣለዎ

19. ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ከም ዝኮነ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ