ቤት ህንፀት ኣክሱም

 1 ናይ 2016 ዓም ወይድማ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነት          ቁፅሪ  ከፋሊ ግብሪዘለዎ

2 ግብሪ ዓመታዊ ግልጋሎት ዝከፈለ ምካኑ መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ናይ መኪና ብርኪ ለቨል ሐደ ክልተ ዝኮነት ሙሉኡ ኢንሹራንስ ሳልሰይ ወገን ዝአተወት ምኮነ መረዳአታ ዘቅርብ

4 በዝሒ ሚኒባስ መኪና ክልተ ኮይነን ሌብሪ 12 ሰባት ዝሕዛ ክኮና አለዎን

5 ናይታ መኪና ዝገልፅ ሕጋዊ ሕጋዊ ዝኮነ መዘወሪ መንጃ ፈቃድ ካብ ሳልሳይ ክከዉን አለዎ

6 ናይ ሽፌር ማሃያ መኪና ነዳዲ ፅገና ካልኦት በዓል መኪና ዝሽን ይከዉን

7 ዉዕሊ ዝተኣሰረለን መኪና ዝኮነ ብልሽት እነተጋጢምዉን ካብ ጋራጅ ክሳብ ዝወፃ እቲ አገልግሎት ከይቆራረፅ በዓል መኪና ብተመሳሳሊ ዘቅርብ ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ አለዎም

9 እቲ ጨረታ በቲ በጀትና መሰረት እናተገበረ ዝፍፀም ኮይኑ ብዝምላእ ዋጋ ኮንትራት ከምኣድላይነቱ በቢኣርባዕተ ወርሒ ዉዕሊ ዝእሰርን ዝሕደስን ኮይኑ እቲ ግልጋሎት ድማ ካላንደርን ቀዳምን ሰንበትን ኣይሓዉስን

10 እዚ ጨረታ ዝወፀሉ ካብ 26/11/2016 ዓም ክሳብ 14 /12/2016 ዓም ሰዓት 415 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ገዜ እቲ ሰነድ ጨረታ መሸጢ ዋጋ  ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እና ወሰድኩም ኣብ ሰንጠረዥ ንዝተነፀረ ብዘይ ስርዝ ድልዝ መሊእኩም ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕቀባ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 ዝረከብ ሳንዱቅ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

11 ጨረታ መከበሪ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

12 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት በቲ ዕለት ንሱ ኮይኑ 14/12/2016 ዓም ሰዓት 4:15 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ዘይተረከበ ተጫራቲ ፖስቱ ይክፈት ንዘቅቦ ሕቶ ግን ተቀባልነት የብሉን

13 ጨረታ ዝሰዓረ ባዕል መኪና ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ መከበሪ ዉዕሊ 20000/ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣሲሩ ስራሕ ክጅምር ይክእል

14 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ