ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ

ዕለት 01/12/2016ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ካብቶም ምድላዋት ሓደ ነቲ በዓል ዘድሊ ሕትመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ክታቕርቡ እትኽእሉ ተወዳደርቲ ምዕውዕ ይምልከት::

ተ.ቁዓይነት ሕትመትበዝሒ መጠንዋጋመብርሂ
1ዓብይ ባነር10108 ካሬ (4ሜ*2ሜ)ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ
2ማእከላይ ባነር2020/4.5 (30%*1.50%)ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ
3ንእሽተይ ባነር3030 1.5 (1%*1.50%)ብ4ተ ማኣዝን ቀለበት ዘለዎ
4ስቲከር A4600
5ስቲከር A3400
6መፅሄት A5500ላሚኔት ዋተር ፕርፍከቨር 250 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ፣ ውሽጣዊ ሽፋን 150 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ
7ቡክሌት B5300ላሚኔት ዋተር ፕርፍከቨር 150 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ፣ ውሽጣዊ ሽፋን 100 ግራም ላሚኔት ሙሉእ ሕብራዊ

መዘኻኸሪ

✓ ዝተሓደሰ ናይ 2016ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ

✓ ምልክታ ጨረታ ተለጢፍሉ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 01/12/2016ዓ/ም ክሳብ 03/12//2016 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ

✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/12/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ

✓ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ምክሪ ቻምበር ነጋዶ ከተማ መቐለ

✓ ቤ/ፅ/ትና ዝሓሽ መማረፂ እንትረክብ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

✓ ንዝበነፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0914754442/0914261295/0914724969/0914747125 ምድዋል ይካኣል