ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን  መረዳእታ ዘቅርብን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጉንበት 2016 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ናይ ባዕሎም ፍቃድ ንግ ዘለዎም ክኮን ይግባእ

4 ተጫረቲ ንናይ መኪና ጋራጅ ካብ ዝምልከቶ ብቅዓት መረጋገፂ ራብዓይን ልዕሊኡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሐዊሱ ክከዉን አለዎ

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር  ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ካብ 18/11/2016 ዓም ክሳብ 28/11/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ሰነድ መዐደጊ 100 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ 28/11/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ናይ ቀትሪ ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/11/2016 ዓም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

8 ተጫረቲ ድሐሪ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምእዉን ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

9 መከበሪ ጨረታ ንባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ