መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን

ኣብ መንበረ ሰላማ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ መቀለ ናይ ጨረታ ማስታወቅያ

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ኣብ ውሽጢ ግቢ ንዝርከብ ባዶ ቦታን ከምኡ ውን ኣብ ከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ዘሎ ባዶ ቦታን ንመጋዘን(ስቶር) : ንካልኦት ድምፂ ዘይፈጥሩ ማለት ውን ንምምሃር ምስትምሃር ኮነ ንመንበሪ ዝርብሽ ድምፂ ዘይፈጥሩ ኣግልግሎታት ዝውዕል ኮይኑ እቲ ቦታ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሰሪሖም ክጥቀምሉ ዝክእሉ ነጋዶ/ውልቀ ሰብ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ።

- እቲ ቦታ ንካሬ መልዐሊ ዋጋ ኣብ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ብር 200.00 እንትኾን ንከሳቴ ብርሃን ት/ቤት ድማ ብር 100.00 ይኸውን

- ንቲ ጨረታ መኽበሪ ብር 1000.00 ብሲፒኦ ኣስሪሑ ከቅርብ ዝኽእል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 15/11/16ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብምኸፋል ምውሳድ ይካኣል

- እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/10/16ዓ.ም እስካብ 22/11/16ዓ.ም ሰዓት 08 :00 ዝፀንሕ ኮይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 እቲ ጨረታ ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኽፈት።

መተሓሳሰቢ

ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ :- 0914729078

0914746391

0914709115 ይደውሉ