ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ምልክታ ፕሮፎርማ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ-ሓ ኣብ 2016ዓ/ምብናይ ውሽጢ ኣታዊ በጀት ዝዝዕደጉ ናውቲ ፅሕፈት መሳርሕን ናውቲ ፅሬት መሕለውን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ፡፡

ረጋዝርዝር ፅሕፈት መሳርሒለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ደፍተር ሲነር ላየን 50 ለሑደርዘን
2ፍለሽ ብ16 ሜ.ባ.ብቑዕሪ
3ናይ ፕሪንተር ቀለም/05A/ black/ደርዘን
4ደስጣ ወረቐት በዓል 80 ግራምደስጣ
5ካርበን ሰማያዊ ኦርጀናልደስጣ
6እስኮፓብቑዕሪ
7መወልወሊብቑዕሪ
8ቐይሕ ቢሮፓኬት
9ሰማያዊ ቢሮፓኬት
10ናይ ሪዞ ቀለም/RISO INK Cz type/blackብቑዕሪ
11ናይ ፎቶ ኮፒ ቀለም/YOCERA IK‐1170ብቑፅሪ
12ስተፕለር ኣናእሽቲብቑዕሪ
13ኡሁብቑፅሪ
14ናይ ፕሪንተር ቀለም/26A/ black/ብቑፅሪ
15ኮላ /Wood fix/ብቑዕሪ
16ናይ ማህተም ቀለምብቑዕሪ
17ፍሉድብቑዕሪ
18ናይ ሪዞ /riso CL100 Stenslብቑፅሪ

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዘለዎም ረቋሒታት

ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ

➢ ቫት ዝተመዝገበ An AC Horsh

➢ ናይ 2016ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ ዕÁ} 9- - 09 10/%

➢ በቲ መምርሒመሰረት 2% ዝኸፍል

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/10/2016 ክሳብ ዕለት 22/10/2016ዓ/ም ተለጢፉ ኣብ ኣየር ይፀንሕ።

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 23/10/2016ዓ/ም ሰዓት 10:00 ይከውን::

➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 23/10/2016ዓ/ም ሰዓት 10:30 ቅ/ሰዓት ይከውን::

➢ ንብረት ዘሸነፈ ናብ ቤት ት/ቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ዝግብር

➢ ፕሮፎርማ ዝሸነፈ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ ማዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ይገብር ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይካኣል 0914003742