ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ

ምልክታ ለዝ ጨረታ

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ ስለዘውፃእና ካብ ዕለት 11/10/2016ዓ/ም እስካብ ዕለት 24/10/2016ዓ/ም ኣብ ከይዲ ስራሕ እቶት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ዘይምለስ ብር 600/ሽዱሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምሓዝ ሰነድ ንክትገዝኡ እናዓደምና ኣብቲ ሰነድ ዘይተረደኣኩም እንተሃልዩ ኣብ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ከተማ መረ-ሚኢቲ እናመፃእኹም ሓበሬታ ንክትወስዱ ነተሓሳስብ።

ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ