ቑፅሪ ቃላ/ 01 /03 /271/16/
ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም
ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ፍርጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን
➢ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።
➢ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።
➢ ቫት ወይ IOI ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሎ መረዳእታ ናይ መጋቢት ወርሒ 2016 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።
➢ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ
➢ ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።
➢ ነቲ ፕሮፎርማ ሲዒርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕል ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝክእል።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና እንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።
➢ ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።
➢ እቲ ፕሮፎርማ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኸን ይክእል እዩ።
➢ ቤት ት/ቲና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2016 ዓ.ም ክሳብ 26/09/2016ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ቃላሚኖ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ይክፈት::
NB:- ንዝበለፀ ሓቤሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0979102743 /0914035641/ ደዊሎም ምሕታት ይክእል እዮ።