ቁፅሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/24/16
ዕለት 12/09/2016ዓ/ም
ናይ ኤሌክትኒክስ ኣቕሑ ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ኤሌክትኒክስ ኣቕሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016ዓም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 12/9/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/9/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/9/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡
✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ስፔሽን | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ቻርጀር ኤችፒ/charger HP 10THG | ብሳል መሰ/ት | ብቑፅሪ | 01 | |||
2 | UPS | ብስፔ/ን መት | ብቑፅሪ | 03 | |||
3 | Mouse | ብቑፅሪ | 06 | ||||
4 | VGA | ብቑፅሪ | 03 | ||||
5 | HDMI | ብቑፅሪ | 03 | ||||
6 | Printer USB Cable | ብቑፅሪ | 03 | ||||
7 | Power Cable | ብቑፅሪ | 03 |
መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኽእሉ እዮም።