ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ከውፅእ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :
❖ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።
❖ ኣብ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቅዓት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።
❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።
❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት 07/09/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 09/09/2016ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2፥ ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።
❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡
❖ ፕሮፎርማ አሸነፊ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ክአስር ዝክእል ።
❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮርማ ካብ ዝተካፈተሉ 7 ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።
❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።
❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ተ.ቁ | ዓይነት ማንጃ ፍቃድ | መፍለይ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
01 | ማንጃ ፍቃድ ናይ ሞተር ሳይክል ምውፃእ | ብሰብ | 07 |
ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2 ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 /09-14-03-00-69ምሕታት ይከኣል ።