ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት

ምድብ 2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ

ምድብ 3 ሕትመት

ምድብ 4 ክራይ ዶዘር

ካብ ምድብ 1 ክሳብ ምድብ 4 በቢዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንሕድሕድ ምድብ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምከፋል ካብ 20 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

እቲ ጨረታ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ይክፈት

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሕታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምረኣይ ይከኣል

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0345510652 /0345510258 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል