ጉና የንግድ ስራዎች ሃላ/የተ/የግ /ማህበር

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ራብዓይ ደብሪ ዝርከብ ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ቢሮ ካብ ዕለት 5/9/2016 ዓም ክሳብ 10/9/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዕለት 12/9/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300