ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!
ወርሒ ሚያዝያ 2016 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑዕሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣
ተቓ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
Supply cable,wire & conduit (material quality approved by the engineer) as per the sample | ||||||
1 | Supply SWITCHES Richenal (ሪቺናል) | having Socket one side or Equivalent. | pcs | 06 | ||
2 | Diameter 16 mm PVC conduit.Flexible | BMET or Equivalent | pcs | 20 | ||
3 | ናይ ኤሌክተሪክ ጎሮሮ | ml | 08 | |||
4 | ስቓጥላ | 6*10 ሜ | pcs | 12 | ||
5 | Wire 2.5 mm2 | ELCIWEDY or Equivalent | ብጥቕላል | 03 | ||
6 | Panel Rectangular | LED 36 W | pcs | 06 |
መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ፡፡ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
➢ እንክተሎም መምርሒ:-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 22/08/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተኣዕዩ ዕለት 24/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ - 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ:: 6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ሳምፕል ከቕርብ ዝኽእል ኣብ ስቶር ዘለዎ ክከውን ኣለዎ::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል ::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15